ዋንጫ ዓለም 2026: ትንታነን ትዕዝብትን ግጥማትን ጉዕዞ ሃገራት ኣፍሪቃን ብነጋ ወልደጊዮርጊስ cover art

ዋንጫ ዓለም 2026: ትንታነን ትዕዝብትን ግጥማትን ጉዕዞ ሃገራት ኣፍሪቃን ብነጋ ወልደጊዮርጊስ

ዋንጫ ዓለም 2026: ትንታነን ትዕዝብትን ግጥማትን ጉዕዞ ሃገራት ኣፍሪቃን ብነጋ ወልደጊዮርጊስ

Listen for free

View show details
ኣብ’ዚ እዋን ቀዳማይ ዙርያ ምድባዊ ግጥማት ዋንጫ ዓለም 2026 ተዛዚሞምስ ካልኣይ ዙርያ ግጥማት’ውን ተጀሚሮም ኣለዉ። እዚ ዋንጫ ዓለም ምስ ኩሉ ሕልኽላኻቱን ፖለቲካዊ ጽልዋታቱን ከመይ ይኸይድ ኣሎ፧ ጉዕዞ’ተን ንኣፍሪቃ ወኪለን ዝረጋረጋ ዘለዋ ሃገራትን ጋንታታትን ከመይ ኣሎ፧ ንሎሚ ምስ ጋዜጠኛን ተንታኒን ስፖርትን ኣዳላዊ መደባት ስፖርት ኣብ ዩትዩብ ቻነል 'ነጋ ስፖርትስ' ዝኾነን ነጋ ወልደጊዮርጊስ ገምጋም ምጥንቓቕ ቀዳማይ ዙሩያ ምድባዊ ግጥማት ክንገብር ደጊምና ተራኺብና ኣለና። ሰናይ ምክትታል!
adbl_web_anon_alc_button_suppression_t1
No reviews yet