ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (22 ሰነ 2026) cover art

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (22 ሰነ 2026)

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (22 ሰነ 2026)

Listen for free

View show details
ኣርእስታት ዜና፥ ዋጋ ነዳዲ ንምፍኳስ መንግስቲ ዝወሰዶ ስጉምቲ ንተወሳኺ ሓደ ወርሒ ክቕጽል ተወሲኑ። ሓያሎ ሃገራት ኣውሮጳ ፡ ኣብ ሱዳን ኣብ ከባቢ ኤል ኦቤድ መጠነ ሰፊሕ ምፍንቓል ህዝቢ ከስዕብ ዝኽእል ካልእ መጥቃዕቲ ከጋጥም ከም ዝኽእል ኣጠንቂቐን ። ካብ ጸወታት ዋንጫ ዓለም 2026፥ ስጳኛ ንስዑዲ ዓረብ 4-0 ብምስዓር ፡ ካብቲ ዘሰምብድ ናይ ኬፕ ቨርደ ስዕረት ከየጋጠማ ተገላጊላ ።
adbl_web_anon_alc_button_suppression_t1
No reviews yet