መረፃ ኢትዮጵያ፥ ሰልፊ ብልጽግና ካብ 486 መናብር ፓርላማ 438 ተዓዊቱ፡ ተባሂሉ። (ጸብጻብ) cover art

መረፃ ኢትዮጵያ፥ ሰልፊ ብልጽግና ካብ 486 መናብር ፓርላማ 438 ተዓዊቱ፡ ተባሂሉ። (ጸብጻብ)

መረፃ ኢትዮጵያ፥ ሰልፊ ብልጽግና ካብ 486 መናብር ፓርላማ 438 ተዓዊቱ፡ ተባሂሉ። (ጸብጻብ)

Listen for free

View show details
ኢትዮጵያ ንዘዕቖበቶም ስደተኛታትን ሓተትቲ ዕቝባን ዝነደፈቶ "ምሕዋስ' ዝተሰምየ ሃገራዊ ንድፊ ወግዓዊ ገይራ። ልኡኽ ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት (ኦቻ) ምስ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ተዘራሪቡ። ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ጉዳይ ኣፍደገ ባሕሪ ከም "ናይ ጂኦፖለቲካዊ ውድድር" ከረአ የብሉን ኢሉ። ህወሓት፡ ነቲ ብኣመሪካ ዝተነብረ እገዳ ቪዛ 'ዘይሚዛናውዊ' ብምባል ነጺጉዎ።
adbl_web_anon_alc_button_suppression_t1
No reviews yet